Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየላኩ ነበር፡፡
ኣነ እልእኽ ነይረ።
እኛ እየላክን ነበር፡፡
ንሕና ንልእኽ ነይርና።
አንተ እየላክ ነበር፡፡
ንስኻ ትልእኽ ነይረካ።
አንቺ እየላክሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትልእኺ ነይርኪ።
እሷ እየላከች ነበር፡፡
ንሳ ትልእኽ ነይራ።
እናንተ እየላካችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትልእኹ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትልእኻ ነይርክን።
እሱ እየላከ ነበር፡፡
ንሱ ይልእኽ ነይሩ።
እነሱ እየላኩ ነበር፡፡
ንሳቶም ይልእኹ ነይሮም።/ ንሳተን ይልእኻ ነይረን።