Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየላኩ አልነበረም፡፡
ኣነ እልእኽ ኣይነበርኩን።
እኛ እየላክን አልነበረም፡፡
ንሕና ንልእኽ ኣይነበርናን።
አንተ እየላክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትልእኽ ኣይነበርካን።
አንቺ እየላክሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትልእኺ ኣይነበርክን።
እሷ እየላከች አልነበረም፡፡
ንሳ ትልእኽ ኣይነበረትን።
እናንተ እየላካችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትልእኹ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትልእኻ ኣይነበርክንን።
እሱ እየላከ አልነበረም፡፡
ንሱ ይልእኽ ኣይነበረን።
እነሱ እየላኩ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይልእኹ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይልእኻ ኣይነበራን።