Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

2) Subject Pronouns + To be Present (Positive)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ ነኝ፡፡

Tigrigna

ኣነ እየ፡፡

Amharic

እኛ ነን፡፡

Tigrigna

ንሕና ኢና/ ኣንሕና ኢና ፡፡

Amharic

አንተ ነህ፡፡

Tigrigna

ንስኻ ኢኻ ፡፡

Amharic

አንቺ ነሽ፡፡

Tigrigna

ንስኺ ኢኺ ፡፡

Amharic

እሷ ናት/ነች፡፡

Tigrigna

ንሳ እያ ፡፡

Amharic

እናንተ ናችሁ፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ኢኹም/ንስኻትክን ኢኽን ፡፡

Amharic

እሱ ነው፡፡

Tigrigna

ንሱ እዩ ፡፡

Amharic

እነሱ ናቸው፡፡

Tigrigna

ንሳቶም አዮም/ ንሳተን እየን ፡፡