Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልከፈልኩም፡፡
ኣነ ኣይከፈልኩን።
እኛ አልከፈልንም፡፡
ንሕና ኣይከፈልናን።
አንተ አልከፈልክም፡፡
ንስኻ ኣይከፈልካን።
አንቺ አልከፈልሽም፡፡
ንስኺ ኣይከፈልክን።
እሷ አልከፈለችም፡፡
ንሳ ኣይከፈለትን።
እናንተ አልከፈላችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይከፈልኩምን።/ ንስኻትክን ኣከፈልክንን።
እሱ አልከፈለም፡፡
ንሱ ኣይከፈለን።
እነሱ አልከፈሉም፡፡
ንሳቶም ኣይከፈሉን።/ ንሳተን ኣይከፈላን።