Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየከፈልኩ ነው፡፡
ኣነ እኸፍል ኣለኹ።
እኛ እየከፈልን ነው፡፡
ንሕና ንኸፍል ኣለና።
አንተ እየከፈልክ ነው፡፡
ንስኻ ትኸፍል ኣለኻ።
አንቺ እየከፈልሽ ነው፡፡
ንሰኺ ትኸፍሊ ኣለኺ።
እሷ እየከፈለች ነው፡፡
ንሳ ትኸፍል ኣላ።
እናንተ እየከፈላችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትኸፍሉ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትኸፍላ ኣለኸን።
እሱ እየከፈለ ነው፡፡
ንሱ ይኸፍል ኣሎ።
እነሱ እየከፈሉ ነው፡፡
ንሳቶም ይኸፍሉ ኣለዉ።/ ንሳተን ይኸፍላ ኣለዋ።