Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

207) Pay - Verb Form in Past Continuous - Negative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየከፈልኩ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ኣነ እኸፍል ኣይነበርኩን።

Amharic

እኛ እየከፈልን አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሕና ንኸፍል ኣይነበርናን።

Amharic

አንተ እየከፈልክ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትኸፍል ኣይነበርካን።

Amharic

አንቺ እየከፈልሽ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትኸፍሊ ኣይነበርክን።

Amharic

እሷ እየከፈለች አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሳ ትኸፍል ኣይነበረትን።

Amharic

እናንተ እየከፈላችሁ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትኸፍሉ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትኸፍላ ኣይነበርክንን።

Amharic

እሱ እየከፈለ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሱ ይኸፍል ኣይነበረን።

Amharic

እነሱ እየከፈሉ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይኸፍሉ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይኸፍላ ኣይነበራን።