Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እራሴ
ኣነ ባዕለይ፡፡
እኛ እራሳችን
ንሕና ባዕልና/ ኣንሕና ባዕልና፡፡
አንተ እራስህ
ንስኻ ባዕልኻ፡፡
አንቺ እራስሽ
ንስኺ ባዕልኺ፡፡
እሷ እራሷ
ንሳ ባዕላ፡፡
እናንተ እራሳችሁ
ንስኻትኩም ባዕልትኹም/ንስኻትክን ባዕልትኽን፡፡
እሱ እራሱ
ንሱ ባዕሉ፡፡
እነሱ እራሳቸው
ንሳቶም ባዕልቶም/ ንሳተን ባዕልተን፡፡