Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
አያስተምርህም፡፡
ንሱ ኣየምህረካን።
አያስተምርሽም፡፡
ንሱ ኣየምህረክን።
አያስተምራችሁም፡፡
ንሱ ኣየምህረኩምን።/ ንሱ ኣየምህረክንን።
አያስተምራትም፡፡
ንሱ ኣየምህራን።
አያስተምረውም፡፡
ንሱ ኣየምህሮን።
አያስተምራቸውም፡፡
ንሱ ኣየምህሮምን።/ ንሱ ኣየምህረንን።
አያስተምረኝም፡፡
ንሱ ኣየምህረኒን።
አያስተምረንም፡፡
ንሱ ኣየምህረናን።