Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ያስተምሩሃል፡፡
ንሳቶም የምህሩኻ።/ ንሳተን የምህራኻ።
ያስተምሩሻል፡፡
ንሳቶም የምህሩኺ።/ ንሳተን የምህራኺ።
ያስተምሯችኋል፡፡
ንሳቶም የምህሩኹም።/ ንሳተን የምህራኹም።
ያስተምሯታል፡፡
ንሳቶም የምህሩዋ።/ ንሳተን የምህራኣ።
ያስተምሩታል፡፡
ንሳቶም የምህሩዎ።/ ንሳተን የምህርኦ።
ያስተምሯቸዋል፡፡
ንሳቶም የምህሩዎም።/ ንሳተን የምህርኦም።
ያስተምሩኛል፡፡
ንሳቶም የምህሩኒ።/ ንሳተን የምህራኒ።
ያስተምሩናል፡፡
ንሳቶም የምህሩና።/ ንሳተን የምህራና።