Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
አያስተምሩህም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩኻን።/ ንሳተን ኣየምህራኻን።
አያስተምሩሽም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩኽን።/ ንሳተን ኣየምህራኽን።
አያስተምሯችሁም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩኹምን።/ ንሳተን ኣየምህራኽን።
አያስተምሯትም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩዋን።/ ንሳተን ኣየምህራኣን።
አያስተምሩትም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩዎን።/ ንሳተን ኣየምህርኦን።
አያስተምሯቸውም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩዎምን።/ ንሳተን ኣየምህርኦምን።
አያስተምሩኝም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩንን።/ ንሳተን ኣየምህራንን።
አያስተምሩንም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩናን።/ ንሳተን ኣየምህራናን።