Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ታስተምሯታላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩዋ።/ ንስኻትክን ተምህረኣ።
ታስተምሩታላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩዎ።/ ንስኻትክን ተምህረኦ።
ታስተምሯቸዋላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩዎም።/ ንስኻትክን ተምህረኦም።
ታስተምሩኛላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩኒ።/ ንስኻትክን ተምህራኒ።
ታስተምሩናላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩና።/ ንስኻትክን ተምህራና።