Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እያስተማርኩህ ነው/ነበር፡፡
እምህረካ ኣለኹ/ነይረ፡፡
እያስተማርኩሽ ነው/ነበር፡፡
እምህረኪ ኣለኹ/ ነይረ፡፡
እያስተማርኳችሁ ነው/ነበር፡፡
እምህረኩም ኣለኹ/ ነይረ፡፡
እያስተማርኳት ነው/ነበር፡፡
እምህራ ኣለኹ/ ነይረ፡፡
እያስተማርኩት ነው/ነበር፡፡
እምህሮ ኣለኹ/ ነይረ፡፡
እያስተማርኳቸው ነው/ነበር፡፡
እምህሮም ኣለኹ/ ነይረ፡፡