Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እያስተማርንህ ነው/ነበር፡፡
ንምህረካ ኣለና/ ነይርና፡፡
እያስተማርንሽ ነው/ነበር፡፡
ንምህርኪ ኣለና/ ነይርና፡፡
እያስተማርናችሁ ነው/ነበር፡፡
ንምህረኩም/ ክን ኣለና/ ነይርና፡፡
እያስተማርናት ነው/ነበር፡፡
ንምህራ ኣለና ኣለና/ ነይርና፡፡
እያስተማርነው ነው/ነበር፡፡
ንምህሮ ኣለና/ ነይርና፡፡
እያስተማርናቸው ነው/ነበር፡፡
ንምህሮም/ ረን ኣለና/ ነይርና፡፡