Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እያስተማረህ ነው/ነበር፡፡
ይምህርካ ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማረሽ ነው/ነበር፡፡
ይምህረኪ ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማራችሁ ነው/ነበር፡፡
ይምህርኩም/ ክን ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማራት ነው/ነበር፡፡
ይምህራ ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማረው ነው/ነበር፡፡
ይምህሮ ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማራቸው ነው/ነበር፡፡
ይምህሮም/ ረን ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማረኝ ነው/ነበር፡፡
ይምህርኒ ኣሎ/ ነይሩ፡፡
እያስተማረን ነው/ነበር፡፡
ይምህረና ኣሎ / ነይሩ፡፡