Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እያስተማሩህ ነው/ነበር፡፡
ይምህሩና ኣለዉ/ነይሮም፡፡/ ይምህራና ኣለዋ/ ነይረን፡።
እያስተማሩሽ ነው/ነበር፡፡
ይምህሩኺ ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህራኺ ኣለዋ/ ነይርን፡፡
እያስተማሯችሁ ነው/ነበር፡፡
ይምህሩኹም ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህራኹም ኣለዋ/ ነይረን፡፡
እያስተማሯት ነው/ነበር፡፡
ይምህሩዋ ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህራኣ ኣለዋ/ ነይረን፡፡
እያስተማሩት ነው/ነበር፡፡
ይምህሩዎ ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህርኦ ኣለዋ/ ነይረን፡፡
እያስተማሯቸው ነው/ነበር፡፡
ይምህሩዎም ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህረኦም ኣለዋ/ ነይረን፡፡
እያስተማሩኝ ነው/ነበር፡፡
ይምህሩኒ ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህራኒ ኣለዋ/ ነይረን፡፡
እያስተማሩን ነው/ነበር፡፡
ይምህሩና ኣለዉ/ ነይሮም፡፡/ ይምህራና ኣለዋ/ ነይረን፡፡