Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ተማሪው ክፍል ውስጥ ነው፡፡
እቲ ተምሃራይ ኣብ ውሽጢ ክፍሊ ኣሎ፡፡
እሱ ወጥቷል፡፡
ንሱ ወፂኡ፡፡
እሱ ቢሮ ውስጥ ነው፡፡
ንሱ ኣብ ውሽጢ ቢሮ ኣሎ፡፡
እሱ ከቢሮ ውጭ ነው፡፡
ንሱ ካብ ቢሮ ወፂኡ፡፡
ከ 30 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ በላይ ነው፡፡
ልዕሊ 30 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ
ከ 30 ዲግሪ ሴንቲግሬድ በታች ነው፡፡
ትሕቲ 30 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ
መፅሓፉ ከጠረጴዛው ሥር ነው፡፡
እቲ መፅሓፍ ኣብ ትሕቲ ጠረጴዛ ኣሎ፡፡
መፅሓፉ ከጠረጴዛዉ ላይ ነው፡፡
እቲ መፅሓፍ ኣብ ልዕሊ ጠረጴዛ ኣሎ፡፡
ከቤተክርስቲያኑ ጀርባ
ድሕሪ አቲ ቤተ ክርስትያን
ከቤተክርስቲያኑ ፊት ለፊት
ፊት ንፊት እቲ ቤተ ክርስትያን
ከባንክ ቤት ፊት ለፊት
ኣንፃር እቲ ባንኪ
እሱ ከእኔ ቀጥሎ ነው፡፡
ንሱ ካባይ ቀፂሉ እዩ፡፡
የኢትዮጵያ ካርታ
ካርታ ኢትዮጵያ
እሱ ከህንድ መጣ፡፡
ንሱ ካብ ህንዲ መፂኡ፡፡
እሱ ወደ ቢሮ ሄደ፡፡
ንሱ ናብ ቢሮ ከይዱ፡፡
እሱ መናኸሪያ አከባቢ ነው፡፡
ንሱ ኣብ ኣከባቢ መናሃርያ ኣሎ፡፡
እኔ ከጓደኛዬ ጋር ነኝ፡፡
ኣነ ምስ ዓርከይ ኣለኹ፡፡