Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ ነኝ፡፡
ኣነ እየ፡፡
እኛ ነን፡፡
ንሕና ኢና ፡፡
አንተ ነህ፡፡
ንስኻ ኢኻ ፡:
አንቺ ነሽ፡፡
ንስኺ ኢኺ ፡፡
እሷ ናት/ነች፡፡
ንሳ እያ ፡፡
እናንተ ናችሁ፡፡
ንስኹም/ንስኻትክን ኢኹም/ኢኽን ፡፡
እሱ ነው፡፡
ንሱ እዩ ፡፡
እነሱ ናቸው፡፡
ንሳቶም/ተን እዮም/እየን ፡፡