Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

302) Subject Pronouns + To be Present (Negative)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ አይደለሁም፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣይኰንኩን ፡፡

Amharic

እኛ አይደለንም፡፡

Tigrigna

ንሕና ኣይኰንናን ፡፡

Amharic

አንተ አይደለህም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ኣይኰንካን ፡፡

Amharic

አንቺ አይደለሽም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ኣይኰንክን ፡፡

Amharic

እሷ አይደለችም፡፡

Tigrigna

ንሳ ኣይኰነትን ፡፡

Amharic

እናንተ አይደላችሁም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ኣይኰንኩምን።/ ንስኻትክን ኣይኰንክንን ፡፡

Amharic

እሱ አይደለም፡፡

Tigrigna

ንሱ ኣይኰነን ፡፡

Amharic

እነሱ አይደሉም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ኣይኰኑን።/ ንሳተን ኣይኰናን ፡፡