Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

304) Subject Pronouns + To be Past (Positive)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ ነበርኩ፡፡

Tigrigna

ኣነ ነይረ ፡፡

Amharic

እኛ ነበርን፡፡

Tigrigna

ንሕና ነይርና ፡፡

Amharic

አንተ ነበርክ፡፡

Tigrigna

ንስኻ ነይርካ ፡፡

Amharic

አንቺ ነበርሽ፡፡

Tigrigna

ንስኺ ነይርኪ ፡፡

Amharic

እሷ ነበረች፡፡

Tigrigna

ንሳ ነይራ ፡፡

Amharic

እናንተ ነበራችሁ፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ነይርኹም።/ ንስኻትክን ነይርክን፡፡

Amharic

እሱ ነበረ፡፡

Tigrigna

ንሱ ነይሩ ፡፡

Amharic

እነሱ ነበሩ፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ነይሮም።/ ንሳተን ነይረን ፡፡