Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

306) Subject Pronouns + To be Past (Negative)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ አልነበርኩም፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣይነበርኩን ፡፡

Amharic

እኛ አልነበርንም፡፡

Tigrigna

ንሕና ኣይነበርናን ፡፡

Amharic

አንተ አልነበርክም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ኣይነበርካን ፡፡

Amharic

አንቺ አልነበርሽም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ኣይነበርክን ፡፡

Amharic

እሷ አልነበረችም፡፡

Tigrigna

ንሳ ኣይነበረትን ፡፡

Amharic

እናንተ አልነበራችሁም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ኣይነበርክንን ::

Amharic

እሱ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሱ ኣይነበረን ፡፡

Amharic

እነሱ አልነበሩም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ኣይነበሩን።/ ንሳተን ኣይነበራን ፡፡