Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አለኝ፡፡
ኣነ ኣለኒ፡፡
እኛ አለን፡፡
ንሕና ኣለና፡፡
አንተ አለህ፡፡
ንስኻ ኣለካ፡፡
አንቺ አለሽ፡፡
ንስኺ ኣለኪ፡፡
እሷ አላት፡፡
ንሳ ኣለዋ፡፡
እናንተ አላችሁ፡፡
ንስኹም ኣለኩም።/ ንስኽን ኣለኽን፡፡
እሱ አለው፡፡
ንሱ ኣለዎ፡፡
እነሱ አላቸው፡፡
ንሳቶም ኣለዎም።/ ንሳተን ኣለወን፡፡