Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ይህ መጽሐፍ ነው፡፡
እዙይ መፅሓፍ እዩ፡፡
እነዚህ መጽሐፎች/መጻሕፍት ናቸው፡፡
እዚኣቶም መፃሕፍቲ እዮም፡፡
ያ ጠረጴዛ ነው ፡፡
እቱይ ጠረጴዛ እዩ፡፡
እነዚያ ጠረጴዛዎች ናቸው፡፡
እቲኣቶም ጠረጴዛታት እዮም፡፡
እርሳሱ እዚህ ነው፡፡
እቲ እርሳስ ኣብዙይ እኒሀ፡፡
እርሳሱ እዚያ ነው፡፡
እቲ እርሳስ ኣብቱይ ኣሎ፡፡