Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ ነበረኝ፡፡
ኣነ ነይሩኒ፡፡
እኛ ነበረን፡፡
ንሕና ነይሩና፡፡
አንተ ነበረህ፡፡
ንስኻ ነይሩካ፡፡
አንቺ ነበረሽ፡፡
ንስኺ ነይሩኪ፡፡
እሷ ነበራት፡፡
ንሳ ነይሩዋ፡፡
እናንተ ነበራችሁ፡፡
ንስኻትኩም ነይሩኩም።/ ንስኻትክን ነይሩክን፡፡
እሱ ነበረው፡፡
ንሱ ነይሩዎ፡፡
እነሱ ነበራቸው፡፡
ንሳቶም ነይሩዎም።/ ንሳተን ነይሩወን፡፡