Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልነበረኝም፡፡
ኣነ ኣይነበረንን፡፡
እኛ አልነበረንም፡፡
ንሕና ኣይነበረናን፡፡
አንተ አልነበረህም፡፡
ንስኻ ኣይነበረካን፡፡
አንቺ አልነበረሽም፡፡
ንስኺ ኣይነበረክን፡፡
እሷ አልነበራትም፡፡
ንሳ ኣይነበራን፡፡
እናንተ አልነበራችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይነበረኩምን።/ ንስኻትክን ኣይነበረክንን፡፡
እሱ አልነበረዉም፡፡
ንሱ ኣይነበሮን፡፡
እነሱ አልነበራቸዉም፡፡
ንሳቶም ኣይነበሮምን።/ ንሳተን ኣይነበረንን፡፡