Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

321) Present Tense - Negative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ በየቀኑ ጋዜጣ አላነብም፡፡

Tigrigna

ኣነ በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣየንብብን፡፡

Amharic

እኛ በየቀኑ ጋዜጣ አናነብም፡፡

Tigrigna

ንሕና በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣይነንብብን፡፡

Amharic

አንተ በየቀኑ ጋዜጣ አታነብም፡፡

Tigrigna

ንስኻ በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣይተንብብን፡፡

Amharic

አንቺ በየቀኑ ጋዜጣ አታነቢም፡፡

Tigrigna

ንስኺ በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣይተንብብን፡፡

Amharic

እሷ በየቀኑ ጋዜጣ አታነብም፡፡

Tigrigna

ንሳ በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣይተንብብን፡፡

Amharic

እናንተ በየቀኑ ጋዜጣ አታነቡም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣይተንብቡን፡፡/ ንስኻትክን በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣይተንብባን፡፡

Amharic

እሱ በየቀኑ ጋዜጣ አያነብም፡፡

Tigrigna

ንሱ በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣየንብብን፡፡

Amharic

እነሱ በየቀኑ ጋዜጣ አያነቡም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣየንብቡን፡፡/ ንሳተን በብመዓልቱ ጋዜጣ ኣየንብባን፡፡