Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እስክርቢቶ አለኝ፡፡
ኣነ ቢሮ ኣለኒ፡፡
እኛ እስክርቢቶ አለን፡፡
ንሕና ቢሮ ኣለና፡፡
አንተ እስክርቢቶ አለህ፡፡
ንስኻ ቢሮ ኣለካ፡፡
አንቺ እስክርቢቶ አለሽ፡፡
ንስኺ ቢሮ ኣለኪ፡፡
እሷ እስክርቢቶ አላት፡፡
ንሳ ቢሮ ኣለዋ፡፡
እናንተ እስክርቢቶ አላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ቢሮ ኣለኩም።/ ንስኻትክን ቢሮ ኣለክን፡፡
እሱ እስክርቢቶ አለው፡፡
ንሱ ቢሮ ኣለዎ፡፡
እነሱ እስክርቢቶ አላቸው፡፡
ንሳቶም ቢሮ ኣለዎም።/ ንሳተን ቢሮ ኣለወን፡፡