Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ ነገ ጋዜጣ አላነብም፡፡
ኣነ ጽባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣየንብብን፡፡
እኛ ነገ ጋዜጣ አናነብም፡፡
ንሕና ጽባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣይነንብብን፡፡
አንተ ነገ ጋዜጣ አታነብም፡፡
ንስኻ ጽባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣይተንብብን፡፡
አንቺ ነገ ጋዜጣ አታነቢም፡፡
ንስኺ ፅባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣይተንብብን፡፡
እሷ ነገ ጋዜጣ አታነብም፡፡
ንሳ ጽባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣይተንብብን፡፡
እናንተ ነገ ጋዜጣ አታነቡም፡፡
ንስኻትኩም ፅባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣይተንብቡን።/ ንስኻትክን ፅባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣይተንብባን።
እሱ ነገ ጋዜጣ አያነብም፡፡
ንሱ ጽባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣየንብብን፡፡
እነሱ ነገ ጋዜጣ አያነቡም፡፡
ንሳቶም ፅባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣየንብቡን።/ ንሳተን ፅባሕ/ናጋ ጋዜጣ ኣየንብባን።