Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ የለኝም፡፡
ኣነ የብለይን፡፡
እኛ የለንም፡፡
ንሕና የብልናን፡፡
አንተ የለህም፡፡
ንስኻ የብልካን፡፡
አንቺ የለሽም፡፡
ንስኺ የብልክን፡፡
እሷ የላትም፡፡
ንሳ የብላን፡፡
እናንተ የላችሁም፡፡
ንስኻትኩም የብልኩምን።/ ንስኻትክን የብልክንን፡፡
እሱ የለውም፡፡
ንሱ የብሉን፡፡
እነሱ የላቸውም፡፡
ንሳቶም የብሎምን።/ ንሳተን የብለንን፡፡