Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እስክርቢቶ ነበረኝ፡፡
ኣነ ቢሮ ነይሩኒ፡፡
እኛ እስክርቢቶ ነበረን፡፡
ንሕና ቢሮ ነይሩና፡፡
አንተ እስክርቢቶ ነበረህ፡፡
ንስኻ ቢሮ ነይሩካ፡፡
አንቺ እስክርቢቶ ነበረሽ፡፡
ንስኺ ቢሮ ነይሩኪ፡፡
እሷ እስክርቢቶ ነበራት፡፡
ንሳ ቢሮ ነይሩዋ፡፡
እናንተ እስክርቢቶ ነበራችሁ፡፡
ንስኻትኩም ቢሮ ነይሩኩም።/ ንስኻትክን ቢሮ ነይሩክን፡፡
እሱ እስክርቢቶ ነበረው፡፡
ንሱ ቢሮ ነይሩዎ፡፡
እነሱ እስክርቢቶ ነበራቸው፡፡
ንሳቶም ቢሮ ነይሩዎም።/ ንሳተን ቢሮ ነይሩወን፡፡