Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

4) Subject Pronouns + To be Present + Compliment (Positive)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ አስተማሪ ነኝ፡፡

Tigrigna

ኣነ መምህር እየ ፡፡

Amharic

እኛ አስተማሪዎች ነን፡፡

Tigrigna

ንሕና መምህራን ኢና ፡፡

Amharic

አንተ አስተማሪ ነህ፡፡

Tigrigna

ንስኻ መምህር ኢኻ ፡፡

Amharic

አንቺ አስተማሪ ነሽ፡፡

Tigrigna

ንስኺ መምህር ኢኺ ፡፡

Amharic

እሷ አስተማሪ ናት/ነች፡፡

Tigrigna

ንሳ መምህር እያ ፡፡

Amharic

እናንተ አስተማሪዎች ናችሁ፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም መምህራን ኢኹም/ንስኻትክን መምህራን ኢኽን፡፡

Amharic

እሱ አስተማሪ ነው፡፡

Tigrigna

ንሱ መምህር እዩ ፡፡

Amharic

እነሱ አስተማሪዎች ናቸው፡፡

Tigrigna

ንሳቶም መምህራን እዮም/ንሳተን መምህራን እየን፡፡