Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

41) Subject Pronouns + Had (Negative)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ አልነበረኝም፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣይነበረንን፡፡

Amharic

እኛ አልነበረንም፡፡

Tigrigna

ንሕና ኣይነበረናን፡፡

Amharic

አንተ አልነበረህም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ኣይነበረካን፡፡

Amharic

አንቺ አልነበረሽም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ኣይነበረክን፡፡

Amharic

እሷ አልነበራትም፡፡

Tigrigna

ንሳ ኣይነበራን፡፡

Amharic

እናንተ አልነበራችሁም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ኣይነበረኩምን።/ ንስኻትክን ኣይነበረክንን፡፡

Amharic

እሱ አልነበረውም፡፡

Tigrigna

ንሱ ኣይነበሮን፡፡

Amharic

እነሱ አልነበራቸውም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ኣይነበሮምን።/ ንሳተን ኣይነበረንን፡፡