Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ ከእንቅልፌ እየተነሳሁ ነው፡፡
ኣነ ካብ ምድቃሰይ እለዓል ኣለኹ፡፡
እኔ ወደ ፈጣሪ እየፀለይኩ ነው፡፡
ኣነ ናብ ፈጣሪ እፅልይ ኣለኹ፡፡
እኔ ፊቴን እየታጠብኩ ነው፡፡
ኣነ ገፀይ እሕፀብ ኣለኹ፡፡
እኔ ስፖርት እየሰራሁ ነው፡፡
ኣነ ስፖርቲ እሰርሕ ኣለኹ፡፡
እኔ ገላየን እየታጠብኩ ነው፡፡
ኣነ ሰውነተይ እሕፀብ ኣለኹ፡፡
እኔ ቁርሴን እየበላሁ ነው፡፡
ኣነ እቘርስ ኣለኹ፡፡
እኔ ሬድዮ እያደመጥኩ ነው፡፡
ኣነ ራድዮ እሰምዕ ኣለኹ፡፡
እኔ ወደ ስራ እየሄድኩ ነው፡፡
ኣነ ናብ ስራሕ እኸይድ ኣለኹ፡፡
እኔ ወደ ቤት እየመጣሁ ነው፡፡
ኣነ ናብ ገዛ እመፅእ ኣለኹ፡፡
እኔ እራት እየሰራሁ ነው፡፡
ኣነ ድራር አዳልው ኣለኹ፡፡
እኔ ቴሌቪዥን እየተመለከትኩ ነው፡፡
ኣነ ቴሌቭዥን እርእይ ኣለኹ፡፡
እኔ እየተኛሁ ነው፡፡
ኣነ እድቅስ ኣለኹ፡፡
እኔ ልብሴን እያጠብኩ ነው፡፡
ኣነ ክዳነይ እሓፅብ ኣለኹ፡፡
እኔ ቤቴን እያፀዳሁ ነው፡፡
ኣነ ገዛይ አፅርይ ኣለኹ፡፡