Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

8) Subject Pronouns + To be Present + Compliment (Negative)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ አስተማሪ አይደለሁም፡፡

Tigrigna

ኣነ መምህር ኣይኰንኩን ፡፡

Amharic

እኛ አስተማሪዎች አይደለንም፡፡

Tigrigna

ንሕና መምህራን ኣይኰንናን ፡፡

Amharic

አንተ አስተማሪ አይደለህም፡፡

Tigrigna

ንስኻ መምህር ኣይኰንካን ፡፡

Amharic

አንቺ አስተማሪ አይደለሽም፡፡

Tigrigna

ንስኺ መምህር ኣይኰንክን ፡፡

Amharic

እሷ አስተማሪ አይደለችም፡፡

Tigrigna

ንሳ መምህር ኣይኰነትን ፡፡

Amharic

እናንተ አስተማሪዎች አይደላችሁም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም መምህራን ኣይኰንኩምን/ንስኻትክን /ኣይኰንክንን ፡፡

Amharic

እሱ አስተማሪ አይደለም፡፡

Tigrigna

ንሱ መምህር ኣይኰነን ፡፡

Amharic

እነሱ አስተማሪዎች አይደሉም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም መምህራን ኣይኰኑን/ንሳተን መምህራን ኣይኰናን ፡፡