Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አስተማሪ ነበርኩ፡፡
ኣነ መምህር ነይረ፡፡
እኛ አስተማሪዎች ነበርን፡፡
ንሕና መምህራን ነይርና፡፡
አንተ አስተማሪ ነበርክ፡፡
ንስኻ መምህር ነይርካ፡፡
አንቺ አስተማሪ ነበርሽ፡፡
ንስኺ መምህር ነይርኪ፡፡
እሷ አስተማሪ ነበረች፡፡
ንሳ መምህር ነይራ፡፡
እናንተ አስተማሪዎች ነበራችሁ፡፡
ንስኻትኩም መምህራን ነይርኩም /ንስኻትክን መምህራን ነይርክን፡፡
እሱ አስተማሪ ነበረ/ር፡፡
ንሱ መምህር ነይሩ ፡፡
እነሱ አስተማሪዎች ነበሩ፡፡
ንሳቶም መምህራን ነይሮም/ንሳተን መምህራን ነይረን ፡፡