Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እያዳመጥኩ አልነበረም፡፡
ኣነ እሰምዕ ኣይነበርኩን።
እኛ እያዳመጥን አልነበረም፡፡
ንሕና ንሰምዕ ኣይነበርናን።
አንተ እያዳመጥክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትሰምዕ ኣይነበርካን።
አንቺ እያዳመጥሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትሰምዒ ኣይነበርኪን።
እሷ እያዳመጠች አልነበረም፡፡
ንሳ ትሰምዕ ኣይነበረትን።
እናንተ እያዳመጣችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትሰምዑ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትሰምዓ ኣይነበርክንን።
እሱ እያዳመጠ አልነበረም፡፡
ንሱ ይሰምዕ ኣይነበረን።
እነሱ እያዳመጡ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይሰምዑ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይሰምዓ ኣይነበራን።