Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየከፈልኩ ነበር፡፡
ኣነ እኸፍል ነይረ።
እኛ እየከፈልን ነበር፡፡
ንሕና ንኸፍል ነይርና።
አንተ እየከፈልክ ነበር፡፡
ንስኻ ትኸፍል ነይርካ።
አንቺ እየከፈልሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትኸፍሊ ነይርኪ።
እሷ እየከፈለች ነበር፡፡
ንሳ ትኸፍል ነይራ።
እናንተ እየከፈላችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትኸፍሉ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትኸፍላ ነይርክን።
እሱ እየከፈለ ነበር፡፡
ንሱ ይኸፍል ነይሩ።
እነሱ እየከፈሉ ነበር፡፡
ንሳቶም ይኸፍሉ ነይሮም።/ ንሳተን ይኸፍላ ነይረን።