Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

22) Reflexive Pronouns - Example

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እራሴ ሻይ አፈላለሁ፡፡

Tigrigna

ኣነ ባዕለይ ሻሂ ኣፍልሕ፡፡

Amharic

እኛ እራሳችን ሻይ እናፈላለን፡፡

Tigrigna

ንሕና ባዕልትና ሻሂ ነፍልሕ/ኣንሕና ባዕልትና ሻሂ ነፍልሕ፡፡

Amharic

አንተ እራስህ ሻይ ታፈላለህ፡፡

Tigrigna

ንስኻ ባዕልኻ ሻሂ ተፍልሕ፡፡

Amharic

አንቺ እራስሽ ሻይ ታፈያለሽ፡፡

Tigrigna

ንስኺ ባዕልኺ ሻሂ ተፍልሒ፡፡

Amharic

እሷ እራሷ ሻይ ታፈላለች፡፡

Tigrigna

ንሳ ባዕላ ሻሂ ተፍልሕ፡፡

Amharic

እናንተ እራሳችሁ ሻይ ታፈላላችሁ፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ባዕልትኹም ሻሂ ተፍልሑ።/ ንስኻትክን ባዕልትኽን ሻሂ ተፍልሓ፡፡

Amharic

እሱ እራሱ ሻይ ያፈላል፡፡

Tigrigna

ንሱ ባዕሉ ሻሂ የፍልሕ፡፡

Amharic

እነሱ እራሳቸው ሻይ ያፈላሉ፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ባዕልቶም ሻሂ የፍልሑ።/ ንሳተን ባዕልተን ሻሂ የፍልሓ።