Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

252) Talking about Family

Click to choose another topic
Amharic

ስንት ናችሁ?

Tigrigna

ንስኻትኩም ክንደይ ኢኹም?/ ንስኻትክን ክንደይ ኢኽን?

Amharic

አምስት ነን፡፡

Tigrigna

ንሕና ሓሙሽተ ኢና፡፡

Amharic

የአባትህ ስም ማን ነው?

Tigrigna

ስም ኣቦኻ መን እዩ?

Amharic

የአባቴ ስም አቶ ፒተር ይባላል፡፡

Tigrigna

ኣቦይ ስሙ ኣይተ ጴጥሮስ ይበሃል፡፡

Amharic

የአባትህ ሥራ ምንድን ነው?

Tigrigna

ኣቦኻ እንታይ ይሰርሕ?

Amharic

አባቴ ገበሬ ነው፡፡

Tigrigna

ኣቦይ ሓረስታይ እዩ፡፡

Amharic

ወንድሞችና እህቶች አሉህ?/አሉሽ/አላችሁ?

Tigrigna

ንስኻ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣለዉኻ ዶ?

Amharic

አዎ፤ አሉኝ፡፡

Tigrigna

እወ ኣለዉኒ፡፡

Amharic

ስንት ወንድሞች አሉህ?አሉሽ/አላችሁ?

Tigrigna

ክንደይ ኣሕዋት ኣለዉኻ?/ ክንደይ ኣሕዋት ኣለዉኺ?

Amharic

አራት ወንድሞች አሉኝ፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣርባዕተ ኣሕዋት ኣለዉኒ፡፡

Amharic

ታላቆችህ ናቸው ወይስ ታናናሾችህ?

Tigrigna

ምዕባይካ ድዮም ምንኣስካ?/ ምዕባይኪ ድዮም ምንኣስኪ?

Amharic

ታናሾቼ ናቸው፡፡

Tigrigna

ኩሎም ምንኣሰይ እዮም፡፡

Amharic

የወንድምህ/የወንድምሽ/ የወንድማችሁ እድሜ ስንት ነው?

Tigrigna

ሓውካ ክንደይ ዕድሚኡ?/ ሓውኪ ዕድሚኡ ክንደይ እዩ?

Amharic

ሰላሳ አመቱ ነው፡፡

Tigrigna

ሰላሳ ዓመቱ እዩ፡፡

Amharic

አግብቷል?

Tigrigna

ተመርዕዩ ዶ?

Amharic

አዎ፤ አግብቷል፡፡

Tigrigna

እወ ተመርዒዉ እዩ፡፡

Amharic

ልጆች አሉት?

Tigrigna

ቆልዑ ኣለዉዎ ዶ?

Amharic

አዎ፤ ልጆች አሉት፡፡

Tigrigna

እወ። ቈልዑ ኣለዉዎ፡፡

Amharic

ስንት ልጆች አሉት?

Tigrigna

ክንደይ ቈልዑ ኣለዉዎ?

Amharic

ሶስት ልጆች አሉት፡፡

Tigrigna

ሰለስተ ቈልዑ አለዉዎ፡፡

Amharic

የወንድምህ/ የእህትህ ልጅ ስሙ ማን ነው?

Tigrigna

ስም ወዲ ሓውካ መን ይበሃል?

Amharic

የወንድሜ ልጅ ስም አበበ ነው፡፡

Tigrigna

ስም ወዲ ሓወይ ኣበበ እዩ፡፡

Amharic

እየተማረ ነው?

Tigrigna

ይመሃር ዶ?

Amharic

አዎ፤ እየተማረ ነው፡፡

Tigrigna

እወ፡፡ ይመሃር፡፡

Amharic

ስንተኛ ክፍል ነው?

Tigrigna

ክንደይ ክፍሊ እዩ?

Amharic

አራተኛ ክፍል ነው፡፡

Tigrigna

ራብዓይ ክፍሊ እዩ፡፡