Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
የት ነው የምትኖረው?
ኣበይ ትነብር?
ፒያሳ ነው የምኖረው፡፡
ኣነ ኣብ ፒያሳ እነብር፡፡
ቤትህ ምን ያህል ትልቅ ነው?
ገዛኻ ክንደየናይ ይሰፍሕ?
መካከለኛ ነው፡፡
ማእኸላይ እዩ፡፡
ስንት ክፍሎች አሉት?
ክንደይ ክፍልታት ኣለዉዎ?
አራት ክፍሎች አሉት፡፡
ኣርባዕተ ክፍልታት ኣለዉዎ፡፡
ምን ምን ክፍሎች አሉት
እንታይ እንታይ እዮም?
ሳሎን፣ መኝታ ቤት፣ ኩሽና እና ገላ መታጠቢያ ናቸው፡፡
ሳሎን፣ መደቀሲ፣ እንዳ ክሽነ፣ ሻወር
ሶፋ አለህ?
ሶፋ ኣለካ ዶ?
አዎ፣ ሶፋ አለኝ፡፡.
እወ፤ ሶፋ ኣለኒ፡፡
ቴሌቪዥን አለህ?
ቴሌቭዥን ኣለካ ዶ?
አዎ፣ አለኝ፡፡
እወ፤ ቴሌቪዥን ኣለኒ፡፡
ሳሎን ውስጥ ምን ምን አለህ?
ኣብ ሳሎንካ እንታይ እንታይ ኣለካ?
ቴሌቪዥን፣ ሙዚቃ ማጫወቻ እና ማቀዝቀዣ አለኝ፡፡
ቴሌቭዥን፣ መፃወቲ ሙዚቃ፣ ፍሪጅን ዝመሳሰሉን
መኝታ ክፍል ውስጥ ምን ምን አለህ?
ኣብ መደቀሲኻ እንታይ እንታይ ኣለካ?
አልጋ እና ኮመዲኖ አለኝ፡፡
ዓራትን ኮመዲኖን ኣለኒ፡፡
ኩሽናህ ውስጥ ምን ምን አለ?
ኣብ እንዳ ክሽነኻ እንታይ እንታይ ኣለካ?
ምድጃ እና ድስቶች አሉኝ፡፡
ስቶቭን ካልኦት ኣቑሑን አለዉኒ፡፡
መታጠቢያ ክፍልህ ውስጥ ውሃ ማሞቅያ አለ?
ኣብ ሻወርካ መሞቒ ማይ ኣለካ ዶ?
እወ ኣለኒ፡፡
የአትክልት ቦታ አለህ?
ናይ ኣታኽልቲ ቦታ ኣለካዶ?
አይ፣ የለኝም፡፡
ኣይ! የብለይን፡፡
ተከራይ ነህ?
ንስኻ ተወፋራይ ዲኻ?
አዎ፣ ተከራይ ነኝ፡፡
እወ፤ ተወፋራይ እየ፡፡
ኪራዩ ስንት ነው?
ብኽንደይ ተወፊርካዮ?
ሁለት ሺ ብር ነው፡፡
ክልተ ሽሕ ቅርሺ፡፡
ቤትህን ትወደዋለህ?
ገዛኻ ትፈትዎ ዶ?
አዎ፣ እወደዋለሁ፡፡
እወ እፈትዎ፡፡