Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

254) Talking about Neighbourhood

Click to choose another topic
Amharic

የት ነው የምትኖረው?

Tigrigna

ኣበይ ትነብር?

Amharic

እኔ የምኖረው ፒያሳ ነው፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣብ ፒያሳ እየ ዝነብር፡፡

Amharic

ምን ያህል ትልቅ ነው?

Tigrigna

ክንደየናይ የዓቢ?

Amharic

መካከለኛ ነው፡፡

Tigrigna

ማእኸላይ እዩ፡፡

Amharic

ሰፈርህ ምን ይመስላል?

Tigrigna

ሰፈርካ እንታይ ይመስል?

Amharic

ቆንጆ ነው፡፡

Tigrigna

ፅቡቕ እዩ፡፡

Amharic

በሰፈርህ  ምን ዓይነት ሰዎች ይኖራሉ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም እንታይ ዓይነት ሰባት ይነብሩ?

Amharic

አብዛኛዎቹ ነጋዴዎች ሲሆኑ ጥቂቶቹ ደግሞ ተቀጣሪዎች ናቸው፡፡

Tigrigna

ብዙሓት ነጋዶን ውሑዳት ተቘፀርትን ኣለዉ፡፡

Amharic

የመንገዶች ሁኔታ ምን ይመስላል?

Tigrigna

መንገድታት ከመይ እዮም?

Amharic

መንገዶቹ ጥሩ ናቸው፡፡

Tigrigna

መንገድታት ፅቡቓት እዮም፡፡

Amharic

በሰፈርህ ብዙ ዛፎች አሉ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ብዙሓት ኣእዋም ኣለዉ ዶ?

Amharic

አዎ፣ ብዙ ዛፎች አሉ፡፡

Tigrigna

እወ ብዙሓት ኣእዋም ኣለዉ፡፡

Amharic

በሰፈርህ የመጫወቻ ስፍራ አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኹም መፃወቲ ቦታ ኣሎ ዶ?

Amharic

አይ፣ የመጫወቻ ስፍራ የለም፡፡

Tigrigna

ኣይ! መፃወቲ ቦታ የለን፡፡

Amharic

በሰፈርህ ምን ያህል ሱቆች አሉ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ክንደይ ድንኳናት ኣለዉ?

Amharic

አስር ሱቆች አሉ፡፡

Tigrigna

ዓሰርተ ድንኳናት ኣለዉ፡፡

Amharic

በሰፈርህ መናፈሻ ቦታ አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም መዘናግዒ ቦታ ኣሎ?

Amharic

አይ፣ መናፈሻ ቦታ የለም፡፡

Tigrigna

ኣይ! መዘናግዒ ቦታ የለን፡፡

Amharic

በሰፈርህ የፍራፍሬና አታክልት  መሸጫ  አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ፍረምረ፣ ኣታኽልትን ድንኳንን ኣሎ ዶ?

Amharic

አዎ፣ የፍራፍሬና አታክልት መሸጫ  አለ፡፡

Tigrigna

እወ ኣታኽልትን ድንኳንን ኣሎ፡፡

Amharic

በሰፈርህ የገበያ ማዕከል አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ማእኸል ዕዳጋ ኣሎ ዶ?

Amharic

አይ፣ የገበያ ማዕከል የለም፡፡

Tigrigna

ኣይ! ማእኸል ዕዳጋ የለን፡፡

Amharic

በሰፈርህ የቪዲዮ ማሳያ አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ማእኸል ቪድዮ ኣሎ ዶ?

Amharic

አዎ ፣ የቪዲዮ ማሳያ አለ፡፡

Tigrigna

እወ ኣሎ፡፡

Amharic

በሰፈርህ መድኃኒት ቤት አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ቤት መድሓኒት ኣሎ ዶ?

Amharic

አዎ ፣ መድኃኒት ቤት አለ፡፡

Tigrigna

እወ ቤት መድሓኒት ኣሎ፡፡

Amharic

በሰፈርህ የስርቆት ችግር አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ስርቂ ኣሎ ዶ?

Amharic

አይ፣ የስርቆት ችግር የለም፡፡

Tigrigna

ኣይ! የለን፡፡

Amharic

በሰፈርህ ብዙ ጊዜ መብራት ይጠፋል?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም መብራህቲ ብዙሕ ጊዜ ይቈራረፅ ዶ?

Amharic

አዎ፣ ብዙ ጊዜ መብራት ይጠፋል፡፡

Tigrigna

እወ መብራህቲ ብዙሕ ጊዜ ይቈራረፅ እዩ፡፡

Amharic

በሰፈርህ የቧንቧ ውኃ አለ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ኣገልግሎት ማይ ኣሎ ዶ?

Amharic

አዎ ፣ የቧንቧ ውኃ አለ፡፡

Tigrigna

እወ ኣገልግሎት ማይ ኣሎ፡፡

Amharic

ሰፈርህ ሰላም ነው?

Tigrigna

ሰፈርኩም ድሕንነቱ ዝተሓለወ ድዩ?

Amharic

አይ፣ ሰፈሬ ብዙም ሰላም አይደለም፡፡

Tigrigna

ኣይ! ሰፈርና ብዙሕ ሰላም የለን፡፡

Amharic

በሰፈርህ ስንት ትምህርት ቤቶች አሉ?

Tigrigna

ኣብ ሰፈርኩም ክንደይ ቤት ትምህርትታት ኣለዉ?

Amharic

አንድ ትምህርት ቤት ብቻ አለ፡፡

Tigrigna

ሓደ ቤት ትምህርቲ ጥራሕ ኣሎ፡፡

Amharic

መናኻሪያው ከሰፈርህ ምን ያህል ይርቃል?

Tigrigna

መናሃርያ ካብ ሰፈርኩም ክንደይ ይርሕቕ?

Amharic

ለሰፈሬ በጣም ቅርብ ነው፡፡

Tigrigna

ካብ ሰፈርና ብጣዕሚ ቀረባ እዩ፡፡

Amharic

ሰፈርክን ትወደዋለህ?

Tigrigna

ሰፈርካ ትፈትዎ ዶ?/ ሰፈርኪ ትፈትውዮ ዶ?

Amharic

አዎ፣ እወደዋለሁ፡፡

Tigrigna

እወ ኣነ ሰፈረይ እፈትዎ እየ፡፡