Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

255) Talking about Town

Click to choose another topic
Amharic

የት ነው የምትኖረው?

Tigrigna

ኣበይ ትነብር?/ ኣበይ ትነብሪ?

Amharic

እኔ የምኖረው ሚዛን ተፈሪ ነው፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣብ ሚዛን ተፈሪ እነብር፡፡

Amharic

የት ነው የሚግኘው?

Tigrigna

ኣበይ ይርከብ?

Amharic

በደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይገኛል፡፡

Tigrigna

ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይርከብ፡፡

Amharic

ከተማህ ምን ያህል ሰፊ ነው?

Tigrigna

ከተማኹም ክንደይ ይሰፍሕ?

Amharic

ትልቅ ነው፡፡

Tigrigna

ዓብዪ እዩ፡፡

Amharic

ምን አይነት ሰዎች ይኖራሉ?

Tigrigna

እንታይ ዓይነት ሰባት ኣብኡ ይነብሩ?

Amharic

አብዛኛዎቹ ነጋዴዎች ሲሆኑ ጥቂቶቹ ደግሞ አስተማሪዎች ናቸው፡፡

Tigrigna

ብዙሓት ነጋዶን ውሑዳት መምህራንን ይነብሩ፡፡

Amharic

የሰዎቹ ባህሪ እንዴት ናቸው?

Tigrigna

እቶም ሰባት ከመይ እዮም?

Amharic

ሰዎቹ ጥሩ ናቸው፡፡

Tigrigna

እቶም ሰባት ጥዑማት እዮም፡፡

Amharic

የአየር ፀባዩ እንዴት ነው?

Tigrigna

ናይ ኣየር ፀባዩ ከመይ እዩ?

Amharic

ተስማሚ ነው፡፡

Tigrigna

ዝሰማማዕ እዩ፡፡

Amharic

ክረምቱ እንዴት ነው?

Tigrigna

ክረምቲ ከመይ እዩ?

Amharic

ጥሩ ነው፡፡

Tigrigna

ክረምቲ ደሓን እዩ፡፡

Amharic

ክረምቱ በጣም ይበርዳል?

Tigrigna

ክረምቲ ብጣዕሚ ዛሕሊ እዩ፡፡

Amharic

አይ፣ በጣም ይበርዳል፡፡

Tigrigna

ኣይ! ብዙሕ ዛሕሊ ኣይኰነን፡፡

Amharic

የትኛውን ወቅት ትወዳለህ?

Tigrigna

ንኣየናይ ወቕቲ ትፈትው?

Amharic

ክረምት ደስ ይለኛል፡፡

Tigrigna

ክረምቲ እፈትው፡፡

Amharic

ከተማህ በምን ይታወቃል?

Tigrigna

ከተማኹም ብምንታይ ይፍለጥ?

Amharic

በፍራፍሬና በአትክልት ይታወቃል፡፡

Tigrigna

ብፍረምረን ኣታኽልትን ይፍለጥ፡፡

Amharic

የመንገዶቹ ሁኔታ እንዴት ነው?

Tigrigna

መንገድታት ከመይ እዮም?

Amharic

መጥፎ እና የተቦረቦሩ ናቸው፡፡

Tigrigna

ሓባጥ ጐባጥ እዮም፡፡

Amharic

ህንፃዎቹ እንዴት ናቸው?

Tigrigna

ህንፃታት ከመይ እዮም?

Amharic

ባህላዊ ናቸው፡፡

Tigrigna

ባህላዊ ህንፃታት እዮም፡፡

Amharic

ቤት የማግኘት ችግር አለብህ?

Tigrigna

ፀገም ገዛ ኣለካ ዶ?

Amharic

አዎ፣ አለብኝ፡፡

Tigrigna

እወ ኣለኒ፡፡

Amharic

የቤት ኪራይ ዋጋ እንዴት ነው?

Tigrigna

ገዛ ክራይ ከመይ እዩ?

Amharic

ርካሽ ነው፡፡

Tigrigna

ሕሳር እዩ፡፡

Amharic

ምን አይነት ችግሮች አሉባችሁ?

Tigrigna

እንታይ ዓይነት ፀገም ኣለካ?

Amharic

የመብራት፣ የውሃ እና የስርቆት ችግሮች አሉብን፡፡

Tigrigna

ፀገም መብራህቲ፣ ማይን ስርቂን ኣሎ፡፡

Amharic

በአካባቢህ ዩኒቨርስቲ አለ?

Tigrigna

ዩኒቨርሲቲ ኣሎ ዶ?

Amharic

አዎ፣ አለ፡፡

Tigrigna

እወ ኣሎ፡፡

Amharic

መናፈሻ ቦታዎች አሉ?

Tigrigna

ኣብኡ መዘናግዒታት ኣለዉ ዶ?

Amharic

አይ፣ አንድ ብቻ መናፈሻ አለ፡፡

Tigrigna

ኣይ! ሓደ መዘናግዒ ጥራሕ ኣሎ፡፡

Amharic

የህክምና አገልግሎቶች እንዴት ናቸው?

Tigrigna

ኣገልግሎት ሕክምና ከመይ እዮም?

Amharic

ጥሩ ናቸው፡፡

Tigrigna

ደሓን እዮም፡፡

Amharic

ብዙ ሀኪም ቤቶች አሉ?

Tigrigna

ብዙሓት ኣብያተ ሕክምና ኣለዉ ዶ?

Amharic

አይ፣ ብዙ ሀኪም ቤቶች የሉም፡፡

Tigrigna

ኣይ! የለዉን፡፡

Amharic

ምን ዓይነት መጓጓዣ አለ?

Tigrigna

እንታይ ዓይነት መጓዓዝያ ኣሎ?

Amharic

አውቶብሶች

Tigrigna

መኪናታት ኣለዋ፡፡

Amharic

ከተማህን ትወደዋለህ?

Tigrigna

ከተማኻ ትፈትዎ ዶ?

Amharic

አዎ፣ ከተማዬን እወደዋለሁ፡፡

Tigrigna

እወ እፈትዎ፡፡