Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ሻጭ፡- ምን ይፈልጋሉ?
ብዓል ድንኳን፦ እንታይ ክሕግዘካ?
ደንበኛ፡- ጫማ ፈልጌ ነበር፡፡
ዓሚል፦ ጫማ ደልየ፡፡
ሻጭ፡- ስንት ቁጥር ይፈልጋሉ?
ብዓል ድንኳን፦ ክንደይ ቍፅሪ ጫማ ትደሊ?
ደንበኛ፡- ጥቁር 43 ቁጥር እፈልጋለሁ፡፡
ዓሚል፦ ቍፅሪ ኣርብዓን ሰልስተን፡፡
ሻጭ፡- ይሄ፣ ጥራት ያለው 43 ቁጥር ጫማ ነው፡፡
ብዓል ድንኳን፦ እዙይ ፅርየቱ ዝሓለወ 43 ቍፅሪ እዩ፡፡
ደንበኛ፡- መልካም፣ ዋጋው ስንት ነው?
ዓሚል፦ ሕራይ፣ ዋግኡኸ ክንደይ እዩ?
ሻጭ፡- አንድ ሺ ብር ብቻ?
ብዓል ድንኳን፦ ሓደ ሽሕ ቅርሺ ጥራሕ፡፡
ደንበኛ፡- ኦ! በጣም ውድ ነው፡፡
ዓሚል፦ ዋይ! ብጣዕሚ ክባር እዩ፡፡
ሻጭ፡- አይ፣ ርካሽ ነው፡፡
ብዓል ድንኳን፦ ኣይ! ሕሳር እዩ፡፡
ደንበኛ፡- እሺ፣ አምስት መቶ ብር ትሸጥልኛለህ?
ዓሚል፦ እሺ ሓሙሽተ ሚኢቲ ቅርሺ ክትሸጠለይ ትኽእልዶ?
ሻጭ፡- አያዋጣም፡፡
ብዓል ድንኳን፦ ኣየዋፅእን፡፡
ደንበኛ፡- እሺ፣ የመጨረሻው ዋጋ ስንት ነው?
ዓሚል፦ እሞ ናይ መወዳእታ ዋጋ ክንደይ እዩ?
ሻጭ፡- የመጨረሻው ዋጋ 800 ብር ብቻ ነው፡፡
ብዓል ድንኳን፦ ናይ መወዳእታ ዋጋ 800 ቅርሺ ጥራሕ እዩ፡፡
ደንበኛ፡- እሺ፣ ይኸው፡፡
ዓሚል፦ የቐንየለይ፣ ክኸፍል እኽእል ዶ?
ሻጭ፡- እሺ፣ አምጣ፡፡
ብዓል ድንኳን፦ ሕራይ፣ ትኽእል ኢኻ፡፡
ደንበኛ፡- ይኸው፣ ውሰድ፡፡
ዓሚል፦ ሕራይ፣ በል እንካ።
ሻጭ፡- በጣም አመሰግናለሁ፣ ይልመድብህ፡፡
ብዓል ድንኳን፦ ብጣዕሚ ኣመስግን፡፡ በል ኣይትጥፋእ።
ደንበኛ፡- እሺ፣ እመጣለሁ፡፡
ዓሚል፦ ሕራይ፣ የቐንየለይ፡፡