Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ሻጭ፡- ምን ይፈልጋሉ?
ብዓል ድንኳን፦ እንታይ ክሕግዘካ?
ደንበኛ፡- ሱሪ ፈልጌ ነበር፡፡
ዓሚል፦ ሕራይ፣ ኣነ ስረ ደልየ ነይረ፡፡
ሻጭ፡- ምን ዓይነት ቀለም ይፈልጋሉ?
ብዓል ድንኳን፦ እንታይ ዓይነት ሕብሪ ትደልይ?
ደንበኛ፡- ጥቁር፡፡
ዓሚል፦ ፀሊም፡፡
ሻጭ፡- ስንት ቁጥር ነው የሚለብሱት?
ብዓል ድንኳን፦ ዓቐንካኸ ክንደይ እዩ?
ደንበኛ፡-እርግጠኛ አይደለሁም፡፡ ልትለካኝ ትችላለህ?
ዓሚል፦ ርግፀኛ ኣይኰንኩን፡፡ ክትልክዐኒ ዶ?
ሻጭ፡- ቁጥርዎ 34 ነው፡፡ ይኸኛው ይሁንልዎ?
ብዓል ድንኳን፦ ቍፅርኻ 34 እዩ፡፡ እዙይ ይኹነልካ ዶ?
ደንበኛ፡- ከምንድን ነው የተሠራው?
ዓሚል፦ ካብ ምንታይ ዝተሰርሐ እዩ?
ሻጭ፡- ከሱፍ፡፡
ብዓል ድንኳን፦ ካብ ሱፍ፡፡
ደንበኛ፡-ከጥጥ የተሠራ ይኖርሃል?
ዓሚል፦ ብጡጥ ዝተሰርሐ ኣለካ ዶ?
ሻጭ፡- አዎ፣ አለኝ፡፡
ብዓል ድንኳን፦ እወ እዚኣቶም እኒሀዉ።
ደንበኛ፡-ልለካው?
ዓሚል፦ እሞ ክዕቅኖ ዶ?
ሻጭ፡- ይለኩት፡፡
ብዓል ድንኳን፦ እወ ትኽእል፡፡
ደንበኛ፡- ትንሽ ረዘመብኝ፣ ከዚህ አጠር ያለ ይኖርሃል?
ዓሚል፦ ቁሩብ ነዊሑኒ? ካብዙይ ዝሓፅር ኣለካ ዶ?
ሻጭ፡- ይኸኛው አጠር ይላል፡፡
ብዓል ድንኳን፦ እዚኣቶም ሓፀርቲ እዮም፡፡
ደንበኛ፡-እሺ ልውሰደው፡፡
ዓሚል፦ ክወስዶም እንበኣር፡፡