Amharic ሻጭ፡- በዚህ ሳምንት በልዩ ቅናሽ ለገበያ የቀረበው ቶሽባ ቲቪ5 ቴሌቪዥን ነው፡፡ Tigrigna ብዓል ድንኳን፦ ቶሺባ ቲቪ5 ኣብዙ ሰሙን ዝመፀአ ቴሌቪዥን እዩ፡፡
Amharic ደንበኛ፡- ጥሩ ነው፤ ግን አሁንም ውድ ነው፡፡ ትንሸ አይቀንስም? Tigrigna ዓሚል፦ ፅቡቕ እዩ፤ ሕዚ እውን ብጣዕሚ ክባር እዩ። ክትንክየለይ ዶ ትኽእል?