Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
ደንበኛ፡- አልጋ አላችሁ?
ዓሚል፦ ዓራት ኣለኩም ዶ?
እንግዳ ተቀባይ፡- አዎ፣ አለን፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ እወ ኣለና፡፡
ደንበኛ፡- ለሁለት ቀን አልጋ ፈልጋለሁ?
ዓሚል፦ ኣነ ንኽልተ መዓልቲ ዓራት ደልየ ነይረ፡፡
እንግዳ ተቀባይ፡- እሺ፣ መልካም፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ ትኽእል። ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ፡፡
ደንበኛ፡- ባለአንድ አልጋ ስንት ነው?
ዓሚል፦ ዋጋ ሓደ ክፍሊ ክንደይ እዩ?
እንግዳ ተቀባይ፡- በቀን ሁለት መቶ ብር፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ ንመዓልቲ ክልተ ሚኢቲ ቅርሺ፡፡
ደንበኛ፡- ባለሁለት አልጋ ስንት ነው?
ዓሚል፦ ዋጋ ክልተ ክፍሊኸ ክንደይ እዩ?
እንግዳ ተቀባይ፡- በቀን አራት መቶ ብር፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ ንመዓልቲ ኣርባዕተ ሚኢቲ ቅርሺ እዩ፡፡
ደንበኛ፡- ከገላ መታጠቢያ ጋር ነው?
ዓሚል፦ ሻወር ኣለዎዶ?
እንግዳ ተቀባይ፡- አዎ፣ ከገላ መታጠቢያ ጋር ነው፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ እወ ሻወር ኣለዎ፡፡
ደንበኛ፡- ምን ያህል ሰፊ ነው?
ዓሚል፦ ስፍሓቱ ከመይ እዩ?
እንግዳ ተቀባይ፡- አስር በአስር ነው፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ ዓሰርተ ብዓሰርተ እዩ፡፡
ደንበኛ፡- ቴሌቭዥን አለው?
ዓሚል፦ ቴሌቪዥን ኣለዎዶ?
እንግዳ ተቀባይ፡- አዎ፣ አለው፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ እወ ኣለዎ፡፡
ደንበኛ፡- ምግብ ቤት አላችሁ?
ዓሚል፦ ቤት ምግቢ ኣለኩምዶ?
ደንበኛ፡- የሌላ ሀገር ምግብ አገኛለሁ?
ዓሚል፦ ናይ ካልኦት ሃገራት ምግቢ ክረክብዶ እኽእል?
እንግዳ ተቀባይ፡- አዎ፣ ታገኛለህ፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ እወ ትኽእል፡፡
ደንበኛ፡- የመዋኛ ገንዳ አላችሁ?
ዓሚል፦ መሐመሲ ኣለኩም ዶ?
እንግዳ ተቀባይ፡- አዎን፣ አለን፡፡
ደንበኛ፡- አሳንስር አለው?
ዓሚል፦ ሊፍቲ ኣለዎ ዶ?
እንግዳ ተቀባይ፡- አዎ፣ አለ፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ እወ ሊፍቲ ኣለዎ፡፡
ደንበኛ፡- የመልቀቂያ ሰዓት ስንት ነው?
ዓሚል፦ መውፅኢ ሰዓት ክንደይ እዩ?
እንግዳ ተቀባይ፡- እስከ ስድስት ሰዓት፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ ቀትሪ ሰዓት ሽዱሽተ፡፡
ደንበኛ፡- ልለቅ እፈልጋለሁ፤ ስንት አለብኝ?
ዓሚል፦ ኣነ ክወፅእ ደልየ ኣለኹ፤ ክንደይ ክኸፍል?
እንግዳ ተቀባይ፡- እሺ፣ ሶስት መቶ አለብዎ፡፡
ተቐባሊት ጋሻ፦ ትኽእል፡፡ ሰለስተ ሚኢቲ ቅርሺ ክፈል፡፡