Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

264) Talking about Directions - Situation 1

Click to choose another topic
Amharic

ይቅርታ! / ይቅርታ ጌታዬ! /ይቅርታ እመቤቴ! / ይቅርታ ወይዘሪት!

Tigrigna

ይቕረታ ጐይታይ/ ይቕረታ እምበይተይ/ ይቕረታ ወይዘሪት፡፡

Amharic

እባክህ/ሽ፣ ባንክ ቤቱ ወደ የት ነው?

Tigrigna

በይዛኻ ባንኪ ከመይ ክረክብ ከምዝኽእል ክትነግረኒዶ ትኽእል?/ በጃኺ ባንኪ ከመይ ክረክብ ከምዝኽእል ክትነግረኒዶ ትኽእሊ?

Amharic

ሆቴሉን አለፍ ብሎ፣ ወደ ግራ በመታጠፍ ሦስትኛው ቅያስ ላይ

Tigrigna

ካብቲ ሆቴል ምስ ወፃእኻ ናብ ፀጋም ተዓፀፍ፤ ቀፂልካ ሰልስተ ህንፃ ተጕዓዝ፡፡/ ካብቱ ሆቴል ምስ ወፃእኺ ናብ ፀጋም ተዓፀፊ፤ ቀፂልኪ ሰልስተ ህንጻ ተጕዓዚ፡፡

Amharic

ከመጽሓፍ መደብሩ ወደ ግራ ታጠፍ/ፊ

Tigrigna

ብቱ መደብር መፃሕፍቲ ናብ ፀጋም ተዓፀፍ፡፡/ ብቱ መደብር መፃሕፍቲ ናብ ፀጋም ተዓጸፊ፡፡

Amharic

ሻይ ቤት እና ፖስታ ቤት ታገኛለህ/ሽ፡፡

Tigrigna

ንስኻ ካፌን ቤት ፖስታን ክትርኢ ኢኻ።/ ንስኺ ካፌን ቤት ፖስታን ክትርኢ ኢኺ።

Amharic

ባንኩ ከፖስታ ቤቱ ቀጥሎ ነው፡፡

Tigrigna

እቱ ባንኪ ካብቱ ቤት ፖስታ ቀፂሉ ኣሎ፡፡

Amharic

በጣም አመሰግናለሁ፡፡

Tigrigna

ብጣዕሚ የቐንየለይ፡፡

Amharic

ምንም አይደለም፡፡

Tigrigna

ገንዘብካ፡፡