Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

265) Talking about Directions - Situation 2

Click to choose another topic
Amharic

እባክህ/ሽ፣ የሳይንስ ሙዚየሙ የት እንደሚገኝ ልትነግረኝ/ሪኝ ትችላለህ?/ያለሽ?

Tigrigna

በይዛኻ ሙዝየም ሳይንስ ኣበይ ከምዝርከብ ክትነግረኒ ትኽእል ዶ?/ በይዛኺ ሙዝየም ሳይንስ ኣበይ ከምዝርከብ ክትነግርኒ ትኽእሊ ዶ?

Amharic

ከባንኩ እና ከገበያው መንገድ ጥግ ላይ ነው ፡፡

Tigrigna

እቱ ሙዝየም ኣብ መኣዝን እቱ ባንኪን መንገዲ ዕዳጋን ይርከብ፡፡

Amharic

እባክህ/ሽ፣ ከዚህ ወደዚያ እንዴት መሄድ እችላለሁ?

Tigrigna

በይዛኻ ናብኡ ከመይ ክበፅሕ እኽእል?/ በይዛኺ ናብኡ ከመይ ክበፅሕ እኽእል?

Amharic

በዚህ መንገድ ወደታች ውረድ/ጂ እና በትራፊክ መብራቱ በቀኝ በኩል ታጠፍ/ፊ፡፡

Tigrigna

ብዙ መንገዲ ውረድ፤ ካብኡ ብመብራህቲ ትራፊክ ንየማን ተዓፀፍ፡፡/ ብዙ መንገዲ ውረዲ፤ ካብኡ ብመብራህቲ ትራፊክ ንየማን ተዓፀፊ፡፡

Amharic

ሁለት ቅያሶች አልፈህ/ሽ ቸርችል ጎዳና ላይ በቀኝ ታጠፍ/ፊ፡፡

Tigrigna

ክልተ ህንፃታት ሕለፍ፤ ካብኡ ብመንገዲ ቸርችል ንየማን ተዓፀፍ፡፡/ ክልተ ህንፃታት ሕለፊ፤ ካብኡ ብመንገዲ ቸርችል ንየማን ተዓፀፊ፡፡

Amharic

መደብሩን እና የአበባ መሸጫውን አልፈህ/ሽ የሳይንስ ሙዚየሙን ታገኛለህ/ሽ፡፡

Tigrigna

ንቱ መደበር መምርሒን ዕዳጋ ዕንበባን ሓሊፍካ ሙዝየም ሳይንስ ትረክብ፡፡/ ንቱ መደበር መምርሒን ዕዳጋ ዕንበባን ሓሊፍኪ ሙዝየም ሳይንስ ትረኽቢ፡፡

Amharic

በቀይ ጡብ ሸክላ የተሠራ ስለሆነ አይጠፋህም/ሽም፡፡

Tigrigna

ዓቢዪ ቀዪሕ ጡብ ህንፃ እዩ፡፡ ኣይጠፍአካን፡፡/ ዓቢዪ ቀይሕ ጡብ ህንፃ እዩ፡፡ ኣይጠፍአክን፡፡

Amharic

ከእዚህ በጣም ይርቃል?

Tigrigna

ካብዙይ ርሑቕ ድዩ?

Amharic

አይርቅም፣ የአሥር ደቂቃ መንገድ ብቻ ነው፡፡

Tigrigna

ኣይ! መንገዲ ዓሰርተ ደቒቃ ጥራይ እዩ፡፡

Amharic

በጣም አመሰግናለሁ፡፡

Tigrigna

ብጣዕሚ ኣመስግን፡፡

Amharic

ምንም አይደለም፡፡

Tigrigna

ፀገም የለን፡፡