Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

270) Phrases about Feelings

Click to choose another topic
Amharic

ደስታ፣ መደሰት

Tigrigna

ደስታ/ ሓጐስ

Amharic

ይህም ድንቅ ነው! / ያም ድንቅ ነው!

Tigrigna

ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ፡፡

Amharic

ይህም አስደናቂ ነው! / ያም አስደናቂ ነው!

Tigrigna

ዝገርም እዩ።

Amharic

ድንቅ! ቆንጆ! አስደናቂ! ግሩም! በጣም አስደናቂ!

Tigrigna

ሓሪፍ ፣ ቈንጆ ፣ ድንቂ ፣ ብጣዕሚ ፅቡቕ ፣ ደስ ዝብል!

Amharic

ድንቅ ቀን ነው!

Tigrigna

ዝገርም መዓልቲ!

Amharic

እኔ በጣም ደስተኛ ነኝ!

Tigrigna

ሕጕስ እየ።

Amharic

እኔ ወድጄዋለሁ!

Tigrigna

ፈትየዮ፡፡

Amharic

ኦህ, ምን ዓይነት አስደናቂ ስጦታ ነው!

Tigrigna

ዝገርም ውህብቶ፡፡

Amharic

ራሱ ይሄን ነው የፈለኩት!

Tigrigna

ባዕላ እታ ዝደልያ!

Amharic

ልክ እንደዚህ!

Tigrigna

ልክዕ ከምኣ!

Amharic

አስጠላ!

Tigrigna

መፅልኢ!

Amharic

ይህ አስደንጋጭ! ይህ አሰፈሪ!

Tigrigna

ብጣዕሚ መደንገፅ! ብጣዕሚ መስካሕክሒ!

Amharic

አስደንጋጭ! አሰፈሪ! አስቃቂ!

Tigrigna

ብጣዕሚ መደንገፂ! ብጣዕሚ መደንፀዊ!

Amharic

ምን ዓይነት አስቀያሚ ነው!

Tigrigna

አረ እኒአኻ ፀያፍ!

Amharic

እጠላዋለሁ!

Tigrigna

ኣይፈተኹዎን!

Amharic

መታገስ አልችልም!

Tigrigna

ክዕገስ ኣይክእልን!

Amharic

በሕይወቴ መጥፎ ጉዞ (ምግብ፣ቀን) ነበር!

Tigrigna

ኣብ ህይወተይ ከምዚ ዝበለ መሰከፊ ጕዕዞ (መዓልቲ፣ ምግቢ) ኣይረኣኹን!

Amharic

አይገደኝም

Tigrigna

ዘይምግዳስ

Amharic

ለእኔ ምንም ለውጥ የለውም፡፡

Tigrigna

ምንም ለውጢ የብሉን!

Amharic

ምንም ማለት አይደለም፡፡

Tigrigna

ፀገም የለን!

Amharic

ለእኔ ሁሉም ተመሳሳይ ነው፡፡

Tigrigna

ኵሉ ሓደ እዩ፡፡

Amharic

ግድ የለኝም፡፡

Tigrigna

ኣዪግድሸንን፡፡

Amharic

የራስህ ጉዳይ፡፡

Tigrigna

ከምድላይካ/ኪ፡፡

Amharic

ይሁንታ፣ ሙገሳ፣ አድናቆት

Tigrigna

ኣድናቖት

Amharic

ጥሩ ሥራ ሠርተሀል/ሻል!

Tigrigna

ዝነኣድ ስራሕ ሰሪሕኻ/ኺ!

Amharic

ግሩም ነው! / አስደናቂ ነው!

Tigrigna

ብጣዕሚ ግርም!

Amharic

ግሩም ነው! ኮርቼብሀለሁ/ሻለሁ፡፡

Tigrigna

ብጣዕሚ ሓሪፍ! ኰሪዐልካ/ኪ፡፡

Amharic

ጎበዝ!

Tigrigna

ፅቡቕ ስራሕ!/ ዝነኣድ ስራሕ!

Amharic

አሳካኸው/ሽው!

Tigrigna

ኣገንዕ!

Amharic

ይሄ ነው የኔ ልጅ ነው! ይቺ ናት የኔ ልጅ!

Tigrigna

ወዲ መን ዲኻ! ጓል መን ዲኺ!

Amharic

ቅሬታ፣ ይሁንታ አለማግኘት

Tigrigna

ቅሬታ

Amharic

ሳልፈቅድ መጽሐፎቼን ባትወስድ/ጂ ደስ ይለኛል!

Tigrigna

ብዘይፍቃደይ መፃሕፍተይ ተዘይትወስድ/ዲ ደስ ይብለኒ!

Amharic

እዚህ ክፍል እንዳታጨስ/ሺ የነገርኩህ/ሽ መስሎኝ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣብ ውሽጢ እዚ ክፍሊ ከይተትክኽ/ኺ ዝነገርኩኻ/ኺ መሲሉኒ ነይሩ፡፡

Amharic

በዘጠኝ ሰዓት እዚህ ትሆናለህ/ኛለሽ ብዬ አስቤ ነበር፡፡

Tigrigna

ሰዓት ትሸዓተ ኣብዚ ክትርከብ/ቢ ዝሓተትኩኻ/ኺ ይመስኒ፡፡

Amharic

ስትወጣ/ጪ መብራት እንድታጠፋ/ፊ ስንት ጊዜ መንገር አለብኝ?

Tigrigna

ክትወፅእ/ኢ እንተለኻ/ኺ መብራህቲ ክተጥፍእ/ኢ ኽንደይ ግዘ እየ ዝነግረካ/ኪ?

Amharic

እንዴ! እንዴት እንደዚህ ታደርጋለህ/ጊያለሽ?

Tigrigna

እዋእ! ከመይ ከምዙይ ትገብር/ሪ?

Amharic

በራስህ/ሽ ልታፍር/ሪ ይገባሀል/ሻል፡፡

Tigrigna

ክተሓፍር/ሪ ይግበአካ/ኪ፡፡

Amharic

አፈርኩብህ/ሽ!

Tigrigna

መሕፈሪ/ት!

Amharic

ሰው ሲያበሳጭህ

Tigrigna

ሰብ ከበሳጭወካ ከሎ

Amharic

ተወኝ!

Tigrigna

ግደፈኒ በጃኻ!

Amharic

ተወኝ፣ የራስህን/ሺን ሥራ አትሠራም/ሪም?

Tigrigna

ዋኒንካ/ኪ ግበር/ሪ!

Amharic

አትጨቅጭቀኝ!

Tigrigna

ኣይትረብሸኒ/ሽኒ፡፡

Amharic

ክፊቴ ጥፋ!

Tigrigna

ጥፋእ/ኢ ፣ ተኣለይ/ዪ ፣ ኣልግስ/ሲ

Amharic

ቁጣ ( ንዴት)

Tigrigna

ቍጠዐ

Amharic

ለምን ብዬ እሠራለሁ?

Tigrigna

ንምንታይ ይሰርሕ?

Amharic

ማን ስለሆንክ/ሽ ነው?

Tigrigna

መን ሰልዝኾንካ/ኪ?

Amharic

እንዴት ብትደፍር/ሪ ነው!

Tigrigna

ክንደየናይ እንተትደፍር/ሪ እዩ!

Amharic

ስለፈጣሪ ብዬ ነው!

Tigrigna

ብዝፈጠረካ/ኪ!

Amharic

ወይ አምላኬ! እኔ አላምንም!

Tigrigna

አረ ፈጣሪ ኵሉ ዓለም!

Amharic

ኦ! ፈጣሪዬ! ኦ! አምላኬ!

Tigrigna

እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ!

Amharic

እንዳይናደድ መምከር

Tigrigna

ቍጠዐ ምዝሓል

Amharic

አትበሳጭ/ጪ፡፡

Tigrigna

ኣይትናደድ/ዲ፡፡

Amharic

ተረጋጋ/ጊ፡፡

Tigrigna

ተረጋጋዕ/ዒ፡፡

Amharic

ቀለል አድርገው/ጊው፡፡

Tigrigna

ኣቅልል ኣቢልኻ/ኺ ረአዮ/ይዮ፡፡

Amharic

አትናደድ/ጂ፡፡

Tigrigna

ኣይትናደድ/ዲ፡፡

Amharic

እንዳይጨነቅ መምከር

Tigrigna

ከዪጭነቕ ምሕታት

Amharic

ስለጉዳዩ አትጨነቅ/ቂ፡፡

Tigrigna

ኣይትገደሰሉ/ስሉ።

Amharic

አትጨነቅ/ቂ፡፡ ሁሉም ነገር ይስተካከላል::

Tigrigna

ኣይትጨነቒ/ቕ፡፡ ኵሉ ሓላፊ፡፡

Amharic

ዘና በል/ዪ፡፡

Tigrigna

ተዛነ።

Amharic

ቅሬታ፣ በሕይወት መማረር

Tigrigna

ዘይምሕጓስ ፣ ቅሬታ ብዛዕባ መነባብሮ

Amharic

በጣም ቅሬታ ተሰምቶኛል፡፡

Tigrigna

ብጣዕሚ ቅሬታ ተሰሚዑኒ፡፡

Amharic

ዕድሌ ነው፡፡

Tigrigna

ዕድለይ እዩ፡፡

Amharic

ምን ዓይነት ቀን ነው! ምን ዓይነት ኑሮ ነው!

Tigrigna

እንታይ መዓልቱ እዩ! ከመይ ዝበለ ናብራ እዩ!

Amharic

ኑሮ ከባድ ነው፡፡ ዓለም ታዳላለች፡፡

Tigrigna

ህይወት ከቢድ እዩ፡፡ ሕይወት ፍትሓዊ ኣይኰነን፡፡

Amharic

ህይወት እንዲህ ነው፡፡ ምን ማድረግ ትችላለህ/ያለሽ?

Tigrigna

ህይወት ከምዙይ እያ፡፡ ኣይትተዓደሎ/ልዮ።

Amharic

ያው እንግዲህ፡፡ እንደዛ ነው የሚሆነው፡፡

Tigrigna

በቃ ከምኡ እዩ ዝኸውን፡፡

Amharic

ርህራሄ

Tigrigna

ምፅንዕናዕ

Amharic

አባትህ/ሽ በማረፋቸው አዝኛለው፡፡

Tigrigna

ኣነ ኣቦኻ/ኺ ዓሪፎም ሰሚዐ። ፅንዓት ይሃብካ/ኪ።

Amharic

እንዴት እንዳዘንክ/ሽ አውቃለሁ፡፡

Tigrigna

ከመይ ከምዝስመዐኪ እርዳእ፡፡

Amharic

ፈጣሪ ይርዳህ/ሽ፡፡

Tigrigna

ፈጣሪ ይሓግዝካ/ኪ፡፡

Amharic

ወይኔ ወዳጄ!

Tigrigna

ወይ ኣምላከይ!

Amharic

ነፍሱ በሰላም ትርፍ!

Tigrigna

ነፍሲ ይምሓር!

Amharic

ማበረታታት

Tigrigna

ምትብባዕ

Amharic

ተጫዎት!

Tigrigna

ትባዕ!

Amharic

ሁሉም ነገር መልካም ይሆናል!

Tigrigna

ኵሉ ነገር ፅቡቕ ክኸውን እዩ!

Amharic

የአለም መጨረሻ አይደለም!

Tigrigna

መወዳእታ ዓለም ኣይኰነን!

Amharic

ተስፋ አትቁረጥ/ጪ!

Tigrigna

ኣይትተሓለል/ለሊ።

Amharic

አትጨነቅ፡፡ ደህና ትሆናለህ፡፡

Tigrigna

ኣይትጨነቕ ዳሓን ክትኸውን ኢኻ፡፡

Amharic

መገረም

Tigrigna

መስደመም

Amharic

እውነት?

Tigrigna

ኦ ናይ ብሓቂ?

Amharic

እንደዛ ነው እንዴ?

Tigrigna

ከምኡ ደዩ?

Amharic

አስገራሚ ነው!

Tigrigna

እዙይ መስደመም ነገር እዩ!

Amharic

የማይታመን ነው!

Tigrigna

ኣብዙይ እኒአኻ መአመም!

Amharic

በጣም ተገርሚያለሁ፡፡

Tigrigna

ምንም ዘይተፀበኹዎ ነገር፡፡

Amharic

እየቀለድክ/ሽ አይደለም? ከምርህ/ሽ ነው?

Tigrigna

ትዋዘ ዲኻ/ኺ ዘለኻ/ኺ? ናይ እማንካ/ኪ ዲኻ/ኺ?

Amharic

እየቀለድክ/ሽ መሆን አለበት! እያፌዝክ ነው!

Tigrigna

ቀልዲ ክኸውን ኣለዎ!

Amharic

ይሄን እኔ አላምንም፡፡

Tigrigna

ኣይኣምንን!

Amharic

እውነት ሊሆን አይችልም!

Tigrigna

እዙይ ክኸውን ኣዪኽእልን፡፡

Amharic

ጥርጣሬ

Tigrigna

ጥርጣረ

Amharic

እርግጠኛ አይደለሁም፡፡

Tigrigna

ርግፀኛ ኣይኰንኩን፡፡

Amharic

ምን አልባት፣ ግን እርግጠኛ አይደለሁም፡፡

Tigrigna

ምናልባች፣ ግና ርግፀኛ ኣይኰንኩን፡፡

Amharic

እርግጠኛ አይደለሁም፡፡

Tigrigna

ርግፀኛ ኣይኰንኩን፡፡

Amharic

ይሁን፣ ግን እስካሁን አላውቅም፡፡

Tigrigna

ዳሕና! ኣይፈልጦን፡፡

Amharic

የተደበላለቀ ስሜት አለኝ፡፡

Tigrigna

ዝተሓዋወሰ ስምዒት እዩ ዘለኒ፡፡

Amharic

እጠራጠራለሁ፡፡

Tigrigna

እጠራጠር፡፡

Amharic

አካላዊ ህመም

Tigrigna

ኣካላዊ ቃንዛ

Amharic

ያማል!

Tigrigna

የሕምም!

Amharic

ወይኔ! ጣቴን አቃጠልኩት!

Tigrigna

ዋይ ኣነ! ኣፃብዕተይ ተቃፂለ፡፡

Amharic

ግራ እግሬን ያመኛል፡፡

Tigrigna

ጉራ/ፀጋማይ እግረይ የሐመኒ ኣሎ፡፡

Amharic

ከባድ ራስ ምታት ይዞኛል፡፡

Tigrigna

ከቢድ ሕማም ርእሲ የሳቕየኒ ኣሎ፡፡

Amharic

ደረቴን እያመመኝ ነው፡፡

Tigrigna

ኣፍልበይ የሕምመኒ ኣሎ፡፡