Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

272) Talking about travelling

Click to choose another topic
Amharic

እባክህን/ሽ፣ ወደ ቶክዮ የበረራ ትኬት መቁረጥ እፈልጋለሁ፡፡

Tigrigna

በጃኻ/ኺ ኣነ ናብ ቶክዮ ንምኻድ ትኬት ደልየ ኣለኹ፡፡

Amharic

በየትኛው አየር መንገድ መቁረጥ ትፈልጋለህ/ጊያለሽ?

Tigrigna

ኣየናይ መንገዲ ኣየር ኢኻ/ኪ ትደሊ/ልዪ?

Amharic

ቅናሹ የትኛው ነው?

Tigrigna

ዝሓሰረ ኣየናይ እዩ?

Amharic

መቼ መብረር ትፈልጋለህ/ጊያለሽ?

Tigrigna

መዓዝ ኢኻ ክትጐዓዝ እትደሊ?/ መዓዝ ኢኺ ክትጐዓዚ እትደልዪ?

Amharic

በሚቀጥለው ሳምንት፡፡

Tigrigna

ቀፃሊ ሰሙን፡፡

Amharic

ደርሶ መልስ ትኬት ትፈልጋለህ/ጊያለሽ?

Tigrigna

መምለሲ ትኬት ትደሊ ዲኻ?/ መምለሲ ትኬት ትደልዪ ዲኺ?

Amharic

በረራው ምን ያህል ሰዓት ይወስዳል?

Tigrigna

እቲ በረራ ክንደይ ሰዓት እዩ ዝወስድ?

Amharic

11 ሰዓት ይፈጃል፡፡

Tigrigna

11 ሰዓታት ይወስድ፡፡

Amharic

በዚህ ብሄድ ይሻላል፡፡

Tigrigna

በዚ እሰማማዕ እየ፡፡

Amharic

ስንት ትኬት ትፈልጋልህ/ጊያለሽ?

Tigrigna

መምለሲ ትኬት ትደሊ ዲኻ?/ መምለሲ ትኬት ትደልዪ ዲኺ?

Amharic

ለአትክልት ተመጋቢ የሚሆን ምግብ ማግኘት እችላለሁ?

Tigrigna

ናይ ኣትኽልቲ ምግቢ ክረክብ ይኽእል ዶ?

Amharic

ይችላሉ፡፡

Tigrigna

ትኽእል።/ ትኽእሊ።

Amharic

በትኬት ማረጋገጫ ቦታ

Tigrigna

ፍተሻ ቦታ

Amharic

ደህና አደርክ/ሽ:: ትኬትህ/ሽን ሊያሳዩኝ ይችላሉ?

Tigrigna

ዳሓንዶ ሓዲርካ ፣ ትኬትካ ዶ መርአኻኒ?/ ዳሓንዶ ሓዲርኪ፣ ትኬትኪ ዶ መርአኽኒ?

Amharic

ይኸው፡፡ ይህን ሻንጣ በእጄ መያዝ እችላለሁ?

Tigrigna

ብርግፅ፡፡ እዙይ ከም ጉዕዞ ሻንጣ ምሓዝ ይኽእል ዶ?

Amharic

አዎ፣ ይችላሉ፡፡

Tigrigna

እወ። ፀገም የብሉን፡፡

Amharic

ማጨስ በሚፈቀድበት መተላለፊያ በኩል ወንበር ማግኘት እችላለሁ?

Tigrigna

ኣብ ቤት መትከኺ ወንበር ክረክብ ይኽእል ዶ?

Amharic

አዝናለሁ ወዳጄ፣ ይህ ማጨስ የማይፈቀድበት በረራ ነው::

Tigrigna

ይቕረታ፡፡ እዙይ ካብ ምትካኽ ነፃ ዝዀነ በረራ እዩ፡፡

Amharic

የመተላለፊያ ወንበር ግን መያዝ ትችላለህ/ያለሽ፡፡

Tigrigna

እንተዀነ መተሓላለፊ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ።/ እንተዀነ መተሓላለፊ ክትጥቀሚ ትኽእሊ ኢኺ።

Amharic

አመሰግናለሁ፡፡

Tigrigna

አመስግን

Amharic

ፓስፖርት በሚታይብተ ቦታ

Tigrigna

ቦታ መሕተቲ ፓስፖርት

Amharic

ፖስፖርትህን/ሽን ማየት እችላለሁ?

Tigrigna

ፓስፖርትኻ ዶ መርአኻኒ?/ ፓስፖርትኺ ዶ መርአኽኒ?

Amharic

ይኸው እንካ፡፡

Tigrigna

እኒሀልካ/ኪ፡፡

Amharic

የጉብኝትህ አላማ ምንድን ነው?

Tigrigna

ዕላማ ጕዞኻ/ኺ እንታይ እዩ?

Amharic

ለንግድ ሥራ ነው፡፡

Tigrigna

ንስራሕ እዩ፡፡

Amharic

ምን ያህል ጊዜ ትቆያለህ?

Tigrigna

ንኽንደይ ጊዜ ዝኣክል ኢኻ ክትፀንሕ?/ ንኽንደይ ጊዜ ዝኣክል ኢኺ ክትፀንሒ?

Amharic

አስራ አምስት ቀን፡፡

Tigrigna

ዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልቲ፡፡

Amharic

በጣም አመሰግናለሁ፡፡ መልካም ቆይታ፡፡

Tigrigna

ብጣዕሚ የቐንየለይ፡፡ ፅቡቕ ፃንሒት፡፡

Amharic

ጉምሩክ ላይ

Tigrigna

ኣብ ጉምሩኽ

Amharic

ማስመዝገብ የሚፈልጉት ነገር አለ?

Tigrigna

ጐይታይ! ክተመዝግቦ ትደልዮ ነገር ኣሎ ዶ?

Amharic

ትንሽ ወይን ጠጅ እና ሲጋራ

Tigrigna

ወይንን ሽጋራን

Amharic

ምን ያህል ወይን ጠጅ አለህ?

Tigrigna

ክንደየናይ ዝአክል ወይኒ ኣለካ/ኪ?

Amharic

አራት ጠርሙስ

Tigrigna

ኣርባዕተ ጠርሙዝ፡፡

Amharic

መልካም፣ ስንት ሲጋራ አለህ?

Tigrigna

ፅቡቕ። ክንደይ ሽጋራ?

Amharic

አስር ፓኮ ነው፡፡

Tigrigna

ዓሰርተ ባኮ፡፡