Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

42) Subject Pronouns + Had (Negative) - Example

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እስክርቢቶ አልነበረኝም፡፡

Tigrigna

ኣነ ቢሮ ኣይነበረንን፡፡

Amharic

እኛ እስክርቢቶ አልነበረንም፡፡

Tigrigna

ንሕና ቢሮ ኣይነበረናን፡፡

Amharic

አንተ እስክርቢቶ አልነበረህም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ቢሮ ኣይነበረካን፡፡

Amharic

አንቺ እስክርቢቶ አልነበረሽም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ቢሮ ኣይነበረክን፡፡

Amharic

እሷ እስክርቢቶ አልነበራትም፡፡

Tigrigna

ንሳ ቢሮ ኣይነበራን፡፡

Amharic

እናንተ እስክርቢቶ አልነበራችሁም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ቢሮ ኣይነበረኩምን።/ ንስኻትክን ቢሮ ኣይነበረክንን፡፡

Amharic

እሱ እስክርቢቶ አልነበረውም፡፡

Tigrigna

ንሱ ቢሮ ኣይነበሮን፡፡

Amharic

እነሱ እስክርቢቶ አልነበራቸውም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ቢሮ ኣይነበሮምን።/ ንሳተን ቢሮ ኣይነበረንን፡፡